• Christian Hymns & Songs

    ኦ ማርያም ማርያም

Споделяне
Font Size
ሓጢአት አዳም ዘይቀረበኪ
ብሓይለ እቲ ልዑል ዝነጻህከ
ሓጢአት አዳም ዘይቀረበኪ
ብሓይለ እቲ ልዑል ዝነጻህከ
 
መራሂት ኮኾብ ናይ ሕዝብኪ
ኦ ማርያም ማርያም ክበርልና ኢኺ
ኦ ማርያም ማርያም ክበርልና ኢኺ
 
ኦ ማርያም ቅድስናሺ ደሚቁ
ኦ ማርያም መድሃኒ ካብ ሰማይ
ኦ ማርያም ቅድስናሺ ደሚቁ
ኦ ማርያም መድሃኒ ካብ ሰማይ
አሰይ
 
ብሓይሊ መንፈስቅዱስ ስምኪ ተጸዊዑ
ማህደር መንፈስ ቅዱስ እውን ክትኮኒ በቂዕኺ
አሰይ
ብሓይሊ መንፈስቅዱስ ስምኪ ተጸዊዑ
ማህደር መንፈስ ቅዱስ እውን ክትኮኒ በቂዕኺ
 
ነህዛብ ኩሎም ናብ ጎይታ ተማልዲ
ምሳኺ ጸጋ ክሃፍሱ ናይ ጎይታ መዓዲ
ነህዛብ ኩሎም ናብ ጎይታ ተማልዲ
ምሳኺ ጸጋ ክሃፍሱ ናይ ጎይታ መዓዲ
 
ሓልዮትኪ አብ ኩልና ብዘይ አፈላላይ
ናይ ሰላም መሳልል አብ ላዕላይ ሰማይ
ሓልዮትኪ አብ ኩልና ብዘይ አፈላላይ
ናይ ሰላም መሳልል አብ ላዕላይ ሰማይ
 
ኦ ጽሞና ናዝሬት
ኦ ንጽህቲ ድንግል
ኦ ጽርሃ ጽዮን አንቲ ሓዳስ ቤት
ኦ ጽሞና ናዝሬት
ኦ ንጽህቲ ድንግል
ኦ ጽርሃ ጽዮን አንቲ ሓዳስ ቤት
 
አብ ጉዕዞ ቀራንዮ ክኽተለኪ
ኦ ማርያም አዴና ሓግዝና ኢኺ
ኦ ማርያም አዴና ሓግዝና ኢኺ
 
ኦ ማርያም ቅድስናሺ ደሚቁ
ኦ ማርያም መድሃኒ ካብ ሰማይ
ኦ ማርያም ቅድስናሺ ደሚቁ
ኦ ማርያም መድሃኒ ካብ ሰማይ
አሰይ
 
ብሓይሊ መንፈስቅዱስ ስምኪ ተጸዊዑ
ማህደር መንፈስ ቅዱስ እውን ክትኮኒ በቂዕኺ
አሰይ
ብሓይሊ መንፈስቅዱስ ስምኪ ተጸዊዑ
ማህደር መንፈስ ቅዱስ እውን ክትኮኒ በቂዕኺ
 
ነህዛብ ኩሎም ናብ ጎይታ ተማልዲ
ምሳኺ ጸጋ ክሃፍሱ ናይ ጎይታ መዓዲ
ነህዛብ ኩሎም ናብ ጎይታ ተማልዲ
ምሳኺ ጸጋ ክሃፍሱ ናይ ጎይታ መዓዲ
 
ሓልዮትኪ አብ ኩልና ብዘይ አፈላላይ
ናይ ሰላም መሳልል አብ ላዕላይ ሰማይ
ሓልዮትኪ አብ ኩልና ብዘይ አፈላላይ
ናይ ሰላም መሳልል አብ ላዕላይ ሰማይ
 
ኦ ማርያም አዴና
ምስ ወድኺ ንገስልና
ንዘልአለም ኽበርልና
ኦ ማርያም አዴና
ምስ ወድኺ ንገስልና
ንዘልአለም ኽበርልና
ኦ ማርያም አዴና
ምስ ወድኺ ንገስልና
ንዘልአለም ኽበርልና
 

 

Изказвания